Gå til hovedinnhold
Den Eritreiske kulturforeningen i Skedsmo
Den Eritreiske kulturforeningen i Skedsmo
Den Eritreiske kulturforeningen i Skedsmo
  • Hjem
  • Tjenester
  • Arrangementer
  • Kontakt
ንቆልዑ ኣገዳሲ ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ ትግርኛ ዝኾነ ሰደቓ፣ብስእልን ፊደልን ዝተሰነየ፣ እንዳተጻወቱ ዝምሃርሉ ኢዩ።ልክዕ ከምዚ ኣብ ስእሊ ትሪኢዎ ዘለኹም፣ ከም መዘናግዕን ኣገዳሲ መሃሪ ንቖልዑን ኢዩ።ስለዚ ነዚ ምስ ትደልዩ ብ መይል ርኾቡና።
ብዛዕባ ኣተዓባብያ ቆልዑ ትምህር መጽሓፍ ኢያ።ብዙሕ ጠለብ ዝረኸበትን መሃሪትን መጽሓፍ ኢያ።ንሕና ከም ማሕበር ተማሂርናላ ጥራይ ዘይኮነስ፣ኣብ ግብራዊ ዉን ብዙሕ ለዉጢ ከም ዝቐየረትና ናይ ቀረባ ምስክር ኢና።ስለዚ ነዛ መጽሓፍ ምስ ትደልዩ ብ መይል ርኾቡና
ናይ ምዝንጋዕ ግዜ ንቆልዑ፣ብሓንሳብ መሃሪ ተዋስኦ እንዳረኣዩ
ሓደ ካብቲ ታሪኻዊ ቦታታት ኤርትራ

(Eri Skedsmo 2003) ❤🧡💛💚💙

ሰላም ንኹሉ ንምነ፣ካብ ሕድሕዳዊ ባእስን ጽልእን ወጺኻ፣ብፍቕሪንሓባራዊ ዕብየት ንምነ። 

© 2025 - 2026 Den Eritreiske kulturforeningen i Skedsmo
Levert av Webador